ብርሃነ እምባየ

2019-11-25 18:51:12 Written by  ረዘነ ተስፋጽዮን Published in Featured Read 162 times

ሰላምን ጽንዓትን ንዘሎና:

ሕጂውን ሞት ሓውናን ብጻይናን  ብርሃን እምባየ ተረዲእና። ናይዘን ዝሓለፋ እዋናት ግዜ ብጾትናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ደቅናን ካብዛ ናይ ግዚኡ ቤትና ቀዲሞሙና ሓሊፎም ኣለው። 

ንኹሉ ግዜ ኣለዎ። ግዜ ሞትን ሓዘንን: ግዜ ሓጎስን ደስታን: ግዜ መከራን ስቓይን: ግዜ ባርነትን ዓፈናን: ግዜ ሓርነትን ሰላምን እውን። ናይዞም ኣብዚ እዋን ዝገደፉና ኲሎም ጠልን ሃብትን ክገድፉልና ድማ ጾሎትና ኢዩ። ንዖኦም መንግስተ ሰማያት ክሳብ ሎሚ ንዘሎና ድማ ዜና ሰላምን ምሕረትን ይሃበና። 

ረዘነ ተስፋጽዮን

Last modified on Monday, 25 November 2019 19:54