መጸዋዕታ ንክፉት ህዝባዊ ኣኼባ

2019-02-18 19:14:57 Written by  ጨንፈር ሰዲህኤ ቍ.3 (ቦንን ከባቢኡን) Published in Announcements Read 292 times

ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም ዝመርሖ ልኡኽ ሰልፊ፡ ብህልዊ ኵነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣመልኪቱ፡ ኣብ ከተማ ቦን ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ስለዝዀነ፡ ኣብ ቦን፡ ከለንን ከባቢኡን እትርከቡ ኤርትራውያን ክትሳተፍዎ ብትሕትና ዕድሜና ነቕርበልኩም።

ኣኼባና፡ ነዚ ህዝብናን ሃገርናን ዝሓልፍዎ ዘለዉ ኣሻቓሊ ኵነታት ብዕምቆት ክዛረበሉ ስለዝዀነ፡ ተሳትፎኹምን ኣበርክቶኹምን ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ከነዘኻኽር ንፈቱ።

ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ፡-

Heimstatt e.V

Kölnstrasse 6

53111 Bonn

ኣኼባ ዝጅምረሉ ዕለትን ሰዓትን

ዕለት 2 መጋቢት 2019 (02.03.2019)

ሰዓት 14:00 (ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ)

ጨንፈር ሰዲህኤ ቍ.3 (ቦንን ከባቢኡን)

ናይ ርክብ መስመር

ሞባይል 015758062573  017672420212

ኢ-መይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ብደሓን ምጹ/ጻ

Last modified on Monday, 18 February 2019 20:18