ኣገዳሲ ሓበረታ ንኹሉ ብመሬትን ህዝብን ኤርትራ ንዝሻቀል

2018-09-19 21:10:54 Written by  Published in Announcements Read 270 times

ምምሕዳር ሽማግለ ጨንፈር ደቡብ ሰደህኤ ኣብ ህልዊ ኲነታት ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዘቕነዐ ፡ ብዘይዝኾነ ይኹን ፍልልይ ብጉዳይ ሃገሩን ህዝቡን ንዝሻቐል ዘሎ ዘሳትፍ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕለት 13,10.2018 ሰዓት 14፡00 ዝጅምር መደብ ሰሪዑ ስለዘሎ ሰዓትኩም ኣኽቢርኩም ክትሳተፍዎ ብኽብሪ ንጽውዕ። እዚ ሓበረታ እዚ ናይ ኩሉ ንምብጻሕ፤ ንኹሉ ዝምልከት እዩሞ ሃየ ኣብ ምዝርግሑ ንተሓባበር።

እድራሻ፡

Heidelbeerstr.5                                                                          70329 Stuttgart-Oebertürkheim

   ብደሓን ምጹ

ኣዳላዊ ሽማግለ ምም/ጨንፈር ደቡብ ሰደህኤ

Last modified on %PM, %19 %925 %2018 %23:%Sep