ተጋ, የማነ ተክለገርጊሽ - ሰሜን ኣሜሪካ

Thursday, 04 May 2017 03:25 Written by  Bay Area EDC Published in Announcements Read 452 times

Yemane H NAflyerዑደት ተጋዳላይ የማነ ተክለገርጊሽ - ሰሜን ኣሜሪካ

ተጋዳላይ የማነ ተክለገርግሽ ኣባል እታ ሕብእቲ ሰልፊ ህግሓኤ ዝነበረ ኾይኑ ኣቅድም ኣቢሉ ምስ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ማዕከናት ዜና ገለ ክፋል ካብቲ ብዙሕ ዝፈልጦ ተግባር ሕብእቲ ሰልፊ ቃለ መጠየቅ ጌሩ ከም ዝነበረ ዝዝከር ኮይኑ ነቶም ኣብ ቃሉ ማሕተት ዘገልጾምን ፡ከምእውን እቲ ዘሎ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ስለያ ወፍርን ዝጽበየና ዘሎ ናይ ቃልሲ ጉዕዞን ሰፍሕ መብርሂ ክህብ'ዩ።

ተጋዳላይ የማነ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ብኣካል ሰሚናር ክገብር ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ መጀመርያ ፈላሚ ጉዕዙ'ዩ። እዚ ድማ ብጻዕሪ እቶም ውፍያት ደለይቲ ፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ።

ሌላ ምሉእ ታሪክ ሂወት ተጋዳላይ የማነ ብቃሉ ኣብ መድረክ!!

Last modified on Thursday, 04 May 2017 03:51